Schenk mir eine Geschichte - Tigrinya

ጽውጽዋይ ንገረኒ

ምስ ዉልድካ ኮይንካ ጽውጽዋያትን ናይ ስእሊ መጽሓፍትን ምፍላጥ ወይ ድማ ምድህሳስ

ብሓባር ምስ ዉል ድካ

·       ጽውጽዋይ ምንጋርን ምስማዕን

·       ናይ ስእሊ መጽሓፍቲ ምርኣይ

·       ምጽዋትን ምዝማርን ኢደ ጥበብን

መን ክመጽእ ይደሊ:

ወላዲ ወይ ኣባሓጎ ዓባየ ምስ ቆልዑ ካብ 2 ክሳብ 5 ዓመት!

መን እዩ እቲ ጽውጽዋይ ዝነግር / Kontakt:

Neuhausen
ብስራት ሃብተ / Bisrat Habte 
ሞያተኛ ናይ ምንባብ ምንቅቃሕ / Leseanimatorin SmeG / Tel. 076 505 81 08
Flyer
ዝኮነ ሓበሬታ / Nebyat Measho
ምስ ትደልዩ በዛ ተሌፎን ክትረክቡኒ ትክእሉ / Leseanimatorin / Tel. 076 454 25 76

 


 

 

Suchen